ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሶቦ ኣብ ዉሽጢ ቤት ት/ቲ ዝርከብ ካፍተርያ ኣጫሪቱ ከካሪ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ዝተፀርሑ ረቃሕታት ተመልኡ ነጋዶ ንክትወዳ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጳጉሜን 2, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:500.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 04:00 ጥዋት
  • ካፌን ሬስትራንትን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2 ኣድላይ ግብሪ መንግስቲ እትከፍሉ

3 ናይ 3ተ ወርሒ ክራይ ገዛ ቀዲሙ ክከፍል ዝክእል

4 ጨረታ መኸበሪ 500 ብፖስታ ከተቅርቡ አተክሉ

እዚ ጨረታ ዕለት 01/13/2011 ክሳብ ዕለት 04/13/2011 ሰዓት 04፡00 ቅድሚ ሰዓት ይከዉን

5ሰዓት 03፡30 ተዓፅዩ ዕለት 04/13/2011 ሰዓት 04፡00 ይክፈት

6 ቤት ት/ትና ነዚ  ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ዝበለፀ ሓበሬታ - 03 42 41 18 50 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ