1 ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዝኩም ክትቕርቡ እትኽእሉ::
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ዝተመዝገብኩምን TIN ሰርተፊኬት ክተቕርቡ ትክእሉ::
3 ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርቴፊኬትን ናይ ወርሒ ነሐሰ ዴክሌር ዝገበርኩሙሉ መረዳእታን ክተቅርቡ እትክእሉ
4 ናይ መቕረባይነት ሰርቴፊኬት ዝሓዝኩም::
5 ሰነድ ጨረታ ፎቶ ኮፒን ኦርጅናልን ብ 2ተ ፖስታ ኢንቨሎፕ ተዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል
6 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕኩም መጓዓዝያ ናብ ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ብፅሬትን ብመጠንን ተቕርቡ ምዃንኩም::
7 ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ሐደ ዓይነት ዋጋ ዘቅረብኩም ተወዳደርቲ 2ይ ዋጋ ብምምላእ ትኽፈሉ ምዃኑ::
8 መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካልኩም ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ::
9 ተጫረቲ ዘይምለስ 20.00 /ዒስራ ብር/ እናኸፈልኩም ካብ ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ ር ኣብ ቁፅሪ ቢሮ 02 ሀ-B-25 ካብ 10/2/2008 ዓ/ም ክሳብ 24/2/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 11:30 እናመፃእኹም ክትወሱ ትኽእሉ::
9 እቲ ጨረታ ዕለት 25 /02 /2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተኣሽጉ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3:15 ኣብ ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት::
10 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ብር 3,000.00 /ሰለስተ ሽሕ ብር ብ CPO ባንክ ብባንክ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ እትኽእሉ::
11 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ::
ንዝበለፀ ሓበሬታ ቑፅሪ 0347770388 ደዊልኩም ክትረኽቡ ተኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር::
ድሕሪት