ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ካብዚ ቐፂሎም ብዝርዝር ዝተገለፁ ንብረታት ሞተር ሳይክል ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 04:01 ቅደሚ ሰዓት
  • ዕድጊት ሞተርሳይክል/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 24/04/2011ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት4:00 ንክተቅርቡ ነተሓሳስብ።

 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-481963/ 0975-489306

ድሕሪት
ጨረታ መደብ