ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት kayno- KN200G1/2 ንብረታት ብፕሮፎርማ ዕዳጋ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥሪ 25, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/04/2011 ክሳብ 23/04/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 11:30 ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ምውሳድ ዝኽእል፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/04/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 11:30 ተዓፅዩ 24/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኽፈት።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ