ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት kayno- KN200G1/2 ንብረታት ብፕሮፎርማ ዕዳጋ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ጥሪ 25, 2011 03:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/04/2011 ክሳብ 23/04/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 11:30 ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ምውሳድ ዝኽእል፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/04/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 11:30 ተዓፅዩ 24/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኽፈት።

መመለስ
የጨረታ ምድብ