ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀትዓመት ናይ ንፅሕፈት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ :: ስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩእትደልዩነጋዶዝስዕብረቆሓታትክተማልኡይግባእ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 23, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 23, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
  1. ናይ2008 ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደስንግዲፍቃድክተቅረቡእትክእሉÂ ::
  2. ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪዝተመዝገብኩምን Tin ሰርቲፊኬትክተቅርቡ እትክእሉ::
  3. ቫተ ሰርቲፌኬትን ዘለኩምን ናይወርሒ መጋበት 2008 ዓ/ም ዲክለርዝገበርክምሉ መረዳእታ እተቅረቡ::
  4. ናይ2008 ዓ/ምዝተሐደሰናይመቅረባይነትሰርትፈኬትእተቕርቡ እትክእሉ::
  5. ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ መኽበሪ ዉዕሊ ብምሓዝ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ ትክእሉ::
  6. መወዳደሪደኩመንትስርዝድልዝዘይብሉሽምንኣድራሻንዘለዎናይቲትካልማህተምፌርማንክህልዎይግባእ::
  7. ተጫረትቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮልምዓት ከተማን ንግድንኢንድስትሪንÂ ክልል ትግራይ ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1 ደብሪ ቁፅሪ 49 ዘይምለስ Â 30.00 /ሰላሳ ብር / ብምግዛእ ካብ 06/01/2008ዓ/ም ክሳብ23/01/2008 ሰዓት 4:00 ኣታዊ ምግባር ትክእሉ::
  8. ተጫረትቲናይጨረታዉሕስናምክባርብር5000.00 /ሐሙሽተ ሽሕ/ብርብ CPO ከትሕዙእትክእሉ::
  9. እቲጨረታዕለት23/01/2008 ዓ/ምልክዕሰዓት4:00 ተዓፂዩብተመሳሳሊዕለትሰዓት 4:30ኣብቢሮልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ከይዲስራሕ ዕዳጋንፋይናንስን ንብረትምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስÂ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 49 ተጫረትቲወይሕጋዊወከልቶምኣብዘለዉሉ ይክፈት::
  10. ቢሮናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡብሙሉእኮነብክፋልናይምስራዝመሰሉዝትሐለወእዩ::
  • ንተወሳኪሐበሬታብስልኪቑፅሪ0344418589 / 408973 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ ምካንኩም ንሕብር :

Â

ድሕሪት
ጨረታ መደብ