ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀትዓመት ናይ ንፅሕፈት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ :: ስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩእትደልዩነጋዶዝስዕብረቆሓታትክተማልኡይግባእ
- ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 7, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
- ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 23, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
- ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
- ቦታ:መቐለ
- ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
- ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 23, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
- መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
- ናይ2008 ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደስንግዲፍቃድክተቅረቡእትክእሉÂ ::
- ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪዝተመዝገብኩምን Tin ሰርቲፊኬትክተቅርቡ እትክእሉ::
- ቫተ ሰርቲፌኬትን ዘለኩምን ናይወርሒ መጋበት 2008 ዓ/ም ዲክለርዝገበርክምሉ መረዳእታ እተቅረቡ::
- ናይ2008 ዓ/ምዝተሐደሰናይመቅረባይነትሰርትፈኬትእተቕርቡ እትክእሉ::
- ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ መኽበሪ ዉዕሊ ብምሓዝ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ ትክእሉ::
- መወዳደሪደኩመንትስርዝድልዝዘይብሉሽምንኣድራሻንዘለዎናይቲትካልማህተምፌርማንክህልዎይግባእ::
- ተጫረትቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮልምዓት ከተማን ንግድንኢንድስትሪንÂ ክልል ትግራይ ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 49 ዘይምለስ Â 30.00 /ሰላሳ ብር / ብምግዛእ ካብ 06/01/2008ዓ/ም ክሳብ23/01/2008 ሰዓት 4:00 ኣታዊ ምግባር ትክእሉ::
- ተጫረትቲናይጨረታዉሕስናምክባርብር5000.00 /ሐሙሽተ ሽሕ/ብርብ CPO ከትሕዙእትክእሉ::
- እቲጨረታዕለት23/01/2008 ዓ/ምልክዕሰዓት4:00 ተዓፂዩብተመሳሳሊዕለትሰዓት 4:30ኣብቢሮልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ከይዲስራሕ ዕዳጋንፋይናንስን ንብረትምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስÂ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 49 ተጫረትቲወይሕጋዊወከልቶምኣብዘለዉሉ ይክፈት::
- ቢሮናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡብሙሉእኮነብክፋልናይምስራዝመሰሉዝትሐለወእዩ::
- ንተወሳኪሐበሬታብስልኪቑፅሪ0344418589 / 408973 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ ምካንኩም ንሕብር :
Â