ጨረታ ፕሮፎርማ
2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ነዚ ንምቕራብ እትኽእሉ ትካላት ኣብ ናይ ባዕልኩም መምልኢ ቅጥዒ ፕሮፎርማ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን መሊእኹም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 07/08/2018 ስጋብ 10/08/2018 ዓ.ም ኣብ ዘለዉ መዓልትን ናይ ስራሕ ሰዓትን ኣታዊ ንኽትገብሩ ንሕብር 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ ኣብ ሰሜን ክ/ከተማ ቀበሌ 07 ድሕሪ ፖሊስ ኦኬስትራ ማርሻል ባንድ ክልል ትግራይ ወይ ፊትንፍት ሜዳ ዳ ፀባ ከባቢ ይርከብ
ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ1
➢ ሕጋዊ ንግዲፍቃድን ኣብ 2018ዓ.ም ዝተሃደሰን ኮፒ ምቅራብ
➢ ናይ 2018 ዓ.ም ግብሪ ዝከፈለ ኮፒ ምቅራብ
➢ ቫትAT ዝተመዝገበ ኮፒ ዘቅርብ
➢ 3% wyhhold tax ዝከፍል
➢ ናይ መቕረባይነት ፍቃድ ዘለዎ ኮፒ ዘቕርብ
➢ ትክክለኛን ፅሬቱን ስታንዳርዱን ዝሓለወ ንብረት ዘቕርብ ንዝፍጠር ፀገም ሓላፍነት ዘወስድ
| ተ. | ዓይነት ዝፅንዑ ንብረት | በዝሒ | መጠን መለክዒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | 80 ግራም ወረቀት ኦርጂናል 1ይ ደረጃ | 246 | ብቁፅሪ ደስጣ | |||
| 2 | Office Link ዕንቆዋይ ቢሮኦርጂናል 1ይ ደረጃ ብሳምፕል | 20 | ብፓኬት ቁፅሪ | |||
| 3 | Office Link ቀይሕ ቢሮ ኦርጂናል 1ይ ደረጃ ብሳምፕል | 20 | ብፓኬት ቁፅሪ | |||
| 4 | ኮላ(Wood fx) | 01 | ብቁፅሪ | |||