1 በቲ ዘፈር ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት : ንመሳርሒ መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ፅሬት ኣቅሑት: ፈርኒቸር : መኪና ስፔር : ጀነሬተር ሳይክል : ስፖርታዊ ዕጥቂ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን : ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን : ናይ ተወሳኪ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእተ ከቅርብ ዝክእል
2 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ
3 ሰዓራይ ተጫራቲ ዝሰዓሮም ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ከርክብ ዝክእል
3 እቲ ጨረታ ካብ 12/3/2018 ዓም ክሳብ 2/4/2018 ዓም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ እቲ ሳንዱቅ 3/4/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ይክፈት
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
6 መክበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ፈርኒቸር : መኪና ስፔር : ጀነሬተር ሳይክልን 7000 ቅርሺ : ስፖርታዊ ዕጥቂን ናይ ፅሬት ኣቅሑት 1000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእልን
7 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ዝብል መፍለይ ብፅሑፍ ብምግባር ክሳብ ዕለት 3/4/2018 ዓም ሰዓት 3:30 አብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ኣብ ከተማ ሞኮኒ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእል
7 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0967172484 / 0945107981 / 0914251084 / 0914880588
ድሕሪት