https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18517
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብመደበኛ በጅት መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ፅሬት ኣቅሑት: ፈርኒቸር : መኪና ስፔር : ጀነሬተር ሳይክል : ስፖርታዊ ዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ፈርኒቸር : መኪና ስፔር : ጀነሬተር ሳይክልን 7000 ቅርሺ : ስፖርታዊ ዕጥቂን ናይ ፅሬት ኣቅሑት 1000 ቅርሺ
  • ቦታ:ኣላማጣ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 በቲ ዘፈር ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት : ንመሳርሒ መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ፅሬት ኣቅሑት: ፈርኒቸር : መኪና ስፔር : ጀነሬተር ሳይክል : ስፖርታዊ ዕጥቂ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን : ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን : ናይ ተወሳኪ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእተ ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ

3 ሰዓራይ ተጫራቲ ዝሰዓሮም ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ከርክብ ዝክእል

3 እቲ ጨረታ ካብ 12/3/2018 ዓም ክሳብ 2/4/2018 ዓም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ እቲ ሳንዱቅ 3/4/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 መክበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ፈርኒቸር : መኪና ስፔር : ጀነሬተር ሳይክልን 7000 ቅርሺ : ስፖርታዊ ዕጥቂን ናይ ፅሬት ኣቅሑት 1000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእልን

7 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ዝብል መፍለይ ብፅሑፍ ብምግባር ክሳብ ዕለት 3/4/2018 ዓም ሰዓት 3:30 አብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ኣብ ከተማ ሞኮኒ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእል

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0967172484 / 0945107981 / 0914251084 / 0914880588