ምልክታ ጨረታ ናይ ሒሳብ ክኢላ
ማሕበርና ማሕበር ህንፀት ማእከል ዕዳጋ ኣዶ ካብ መስከረም 2016 ዓ.ም ብሽሙ ኣብ ባንኪ ወጋገን ኣካዉንት ከፊቱ ሒሳብ ምንቅስቓስ ጀምሩ ንእሽተይ ፀኒሑ ኣብ ባኒኪ ኣምበሳ 2 ኣካውንት ወሲኩ ኣብ ማእከል 2017ዓ.ም ድማ ኣብ ባንኪ ሕብረት 2 ኣካዉንት ብምክፋት ብጠቕላላ ኣብ 3 ባንኪ 6 ኣካውንት እናንቀሳቐሰ ይርከብ፡፡ ኣመራርሓ ቦርዲ ማሕበርና ብዝወሰኖ መሰረት ናይ ማሕበር ሒሳብ ብናይ ደገ ሒሳብ ክኢላ ከሰርሕ ስለዝደለየ ነዚ ስዒቡ ዘሎ መመዘኒ (ረቓሒ) ተማልኡ ናይ ሒሳብ ክኢላታት ክትወዳደሩ ይዕድም።
ረቛሓታት፡-
1. ሕጋዊ ፍቃድ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ዝተረከበ
2. ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ
3. ኣብ ተመሳሳሊ ድርጅት ምስርሑ ከረጋግፅ ዝከእል
4. ብ peachtree Accounting ወይ ብተመሳሳሊ ሶፍትዌር backup ( ሶፍት ኮፒ) ከረክብ ዝክእል
5. ካብ መጀመርታ ክሳብ እቱ ዉዕሊ ዝተኣሰረሉ መዓል ሰሪሑ ከረክብ ዝክእል
6. ወጋ------------ብር
7. ናይቲ ጨረታ ዘቅረበ ዋጋ 10% CPO(ሲፒኦ) ከቀርብ ዝክእል
መመዝገቢ ግዜን ቦታን
ቦታ፡-ቀዳማይ ወያነ ዕዳጋ ማእከል፤ብሎክ ሀ፤ ደብሪ ፤ቢሮ ቁፅሪ 209
ግዜ፡ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀምሩ ንተከታታሊ 5 መዓልቲ ማለት ካብ 06/03/2018 ዓ.ም ክሳብ 10/03/2018 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ስዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫሪቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለወሉ ይክፈት፡፡
መተሓሳሰቢ፡- ትካልና ዘሐሽ መማረፂ እንተረክቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ድሕሪት