ምልከታ ግሊፂ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓውዜን ካብ ናይ 2017ዓ.ም መደበኛ በጀት'ዉን በጀት ቦክሰር/bocer/150CC BM ሞተር ሳይክሰ ስሪሕ ካይዲ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞተር ሳይክል መቅረብ ሕጋውያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዘርዘር ረሳሓታት እተማልኡ ሕጋውያን ዘቅረብቲ ግልጋሱት(ተጫረቲ) ንክትወዳደሩ ንዕድም። ናይ ተጫረትቲ መምርሒ
❖ ተጫረቲ ናይ እትወዳደርስ ዘርፌ ንግዲ ኣብ ፖስታኩም ውሽጢ ናይ2017ዓ/ም ዝተሓዳስ ነገዲ ሰራሕ ፍቓድኩምን ፤ መቅረባያይነትን ካርዲ ኮፒ ክተታሓሕዙ ገድን”።
❖ ተጫረቲ ናይ ግብሪ ከፈሳያደነት መስሰደ ካርዲ ወደ ቲን ናምበር ቁፅሪ ብተወሳኪ ድማ ናይ ዛት ተመዝገብቲ ንዝኮነ መረዳእታ ኮፒ ክተታሓሕዙ ግድንዩ።
❖ ኣበጨረታ ስነድ ናይ ተጫረቲ ንቡር ዝኮነ ስም ፌርማ፣ ኣድራሻ፤ ሕጋዊ ማህተም ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ጨረታ ክግበር ኣለዎ፡፡
❖ ዝመፅእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ካብዚ ሰነድ ጨረታ ኣብ ካሲእ ሰነደ መሲካ ምቅራብ ተቀባልነት የብሱን፣፣ ብተወሳኪ ድቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ተወዳደርቲ ኣብ ሕደ ሕድ ማተርያል ናይ ቫት ዋጋ ሓዊስ ብጥንቃቐ ትክክሰኛ ቅረቢ ነፀላ ዋጋ ከቀምጥ ኣስዎም።
❖ ተጫረቲኩሎም ናይ ቫት /value added tax/ ተመዘገበቲ ንዝኮኑ ናይ ቀረባ ናይ ወርሒ ነ 2017ዓ/ም ደክስር/Declaration/ ዝገስ መረዳእታ ዘቅርቡ ወይም በፌደራል ሕይንስ ዕድ ይነበረትን ኣብ ዘዳስዎ መርበብ ሓበሬታ ዘተወከስ መረዳእታ ዘቅር በ
❖ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና/መኽበሪ ጨረታ/ብር 3000(ሰለስተ ሽሕ ብር ጥራሕ)
ብጥረ ገንዘብ ፤ብባንኪ ዝተረጋገፀ እዘዚ ክፍሊት ቼክ ፤ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ባንኪ / በCPO ወደ በባንኪ ዝተረጋገፀ ሲተርኦር ክሬዲትከትሕዙ ይግባእ፡፡
❖ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓዉዜን ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ሰደ ጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዘይምስስ ብር 100(ሚኢቲ ብር) ጥራሕ እናከፈስ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 10/10/2017ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕስት 25/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ክወስዱ ደክእሱ።
❖ እቲ ጨረታ ዕለት 25/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ረሩድ ተዓፅ ተዓስጉ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ረፋድ ተጫረትቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከስቶም ኣብ ዝተረኸብሉ እዋን ይክፈት።
❖ ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ወፅኢት ካብ ዝተለጠፈስ ዕለት ጀሚሩ ዘይሕለልቲ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ቅረታ እንተሃስደምም ንላዕለዋይ ሓላፊ ናይ ቤት ፅሕፈት ናረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ምቅሪብ ይከኣል።
❖ ተረትቲ ናይቲ ጨረታ ኣስናፍቲ እንተኮይኖም ወሰሊት ካብ ዘተሰጠፈሱ ስስት ቶማሩ በዚ ሳስስ | ናይ ስራሕ ማዓልቲ ቅሪታ እዋን ምስ ተወደኣ ቀሱ ዘሱ 3 ናብ መዓቲ ዕሴ ላስርም ናይ ዘሸነፍም ጠቅሳሳ ድምር ዋጋ 10% ዕሲ መኽበሪ በጥሩ ገንዘብ 'በባንኪ ዝተረጋገፀ መለስ ክፍል 4 'ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ባንኪ /በCPO ወደ ብባንኪ ዝተረደገ ሴቱኦፍ ክሬዲት ከትሕዙ ይገባል፡፡
❖ ኣብቲ ጨረታ ዘያሸንፉ ነጋዶ እቲ ዘሸነፈ ነጋዳይ ነበረት ንክቀርብ ውስሲ ምስ ኣስረ ሰብ ንሽዑ ዘተሓዝዎ ዚደዞንዶም(መክበሪ ጨረታ ደምሰሰሰ ም :
❖ ከይዲ ጨረታ በዘይ ኣገባብ ንምዝባዕ፣ ምጥ በርባር ምፍታን ብሕጊ ዘሕትትን ኣብ ዝኾነ ፈታ ከደሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝኸይድን ካልኦት ስጉምቲ ክወስዶ ምዃኑ ክፈልጡ ይግበኦም።
❖ ሰዓርቲ ዝስዓርኩምዎ ንበረት ኣታዊ ዝኸውን ብሰብ ሞያታት ተፈቲ ምስጥረ ንገስ ብስሩዕ ናብትካልና ኣታዊ ምስገበሩ ክፍሊት ብትካልና የርሀም::
❖ እቲ ዘቕርብ ንበረት ኩሉ ኦርጅናል ክከውን ኣለዎ
❖ ተጫረቲ ዘሰነርዎ ንብረት ዕሲ ካብ ዝኣስርስ ዕስት ጀሚሩ ዘሎ ጊዜ ለተከታታል 15 ናይ ስራሕ መዓልታት ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚ ብሰብ ሞያ ኣፈቲሱ ናብ ቤት ፅሕፈት ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓዉዜን ከረክቡ ዘኽእሉ፣
❖ ሰዓራይ ዘቅርቦ ንብረት ብኦርጅናል ምዃኖም ክርስፕ ኣለዎ፡፡ በተዋሳኪ ሓደ ዓይነት ንበረት ማዕረ ት ይ ኣብ ዝመሰሉ ተጫረቲ ብማዕረ መጠንን ብሰባን ንከቅርቡ ጨረታ ኮሚቴ ይፈሊ።
❖ ተወዳደርቲ ንዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ኦርጅናስ ንበይኑ ፎቶ ኮፒ ንበይኑ ኣብ ክልቲ ፖስታ ዘዓስት ክቀርብ እሰዎ፤፤
❖ ተጫረቲ ኣብቲ ዝተዳስወ ጨረታ ስነድ ዘይበርስም መብርሂ ክሓቱ ዝደ ማሓየሸ ሓሳብ ከቅርቡ ዝኽእሉ ብፅሑፍ ኮይኑ ቅድሚ ጨረታ ምከሩቱ ዘሎ 5 ማዓልታትእየ።
❖ ጨረታ ምስተከፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቕረብዎ መወዳደሪ ሓሳብ ለውጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባርን ካብቲ ጨረታ ንነብሶም ምግሳስን ብፍፁም ኣይኽእሱን፣
❖ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙስእ ኮነ ብክሩስ ናይ ምስራዝ ወሰሱ ዝተሓሰበ እዩ
ሓበሬታ፡- ብስልኪ ቁፅሪ 0914093115/0901290441
ድሕሪት