1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ: ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ : ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን
2 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ
3 ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ሒሳብ ዝረገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ አገልግልት ቀረብ ማይ ፍሳሲን ከተማ መቐለ ክፍሊ ዕደጋ ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 02 ብምምፃእ ካብ 28/8/2017 ዓም ክሳብ 12/9/2017 ዓም ዘይመለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
4 ጨረታ ዕለት 12/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335 0914755845
ድሕሪት