https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17098
ቤት ፅሕፈት አገልግልት ቀረብ ማይ ፍሳሲን ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንግድብ ገረብ ሰገን ትከል መፃረይ ማይ ማለት እዉን ትሪትመነት ፕላንት ዝውዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ሐሸዋ ሳንድ ፊሊተር ፎር ገረብሰገን ትሪትመነት ፕላንት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 25, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ:  ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ :  ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን

2 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ

3 ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ሒሳብ ዝረገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ አገልግልት ቀረብ ማይ ፍሳሲን ከተማ መቐለ ክፍሊ ዕደጋ ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 02 ብምምፃእ ካብ 28/8/2017 ዓም ክሳብ 12/9/2017 ዓም ዘይመለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ ዕለት 12/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335   0914755845