አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ፌደራል ብዝረኸቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል 36-AFRDEV HAND PUMPS with all accessories,cylinder,rod 45m head assy.pvc riser pipe-45m,rop 94m,Spanner,fishing tool,solvent cemert,clearing agent etc.ኣፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ ዓዲሙ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ግልፂ ጨረታ ምልክታ 

መፍለዪ ጨረታ ቁፅሪ NCB/TG/CoWash/GOODS/02/2017

አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ፌደራል ብዝረኸቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል 36/AFRDEV HAND PUMPS with all accessories, cylinder, rod(45m head assy. pvc riser pipe(45m), rop 94m,Spanner, fishing tool, solvent cemert, clearing agent etc./ኣፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ ዓዲሙ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ።

ተ/ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒፍሉይ
ቦታ ሳይት
140 /AFRIDEV HAND PUMPS with all accessories, cylinder, rod(45m head 4- assy. pvc riser pipe(45m), rop 94m, Spanner, fishing tool,solvent cemert,clearing agent etc ኣፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪሴት36ቢሮ ማይን ኢነርጅን ስቶር

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፣ መቅረባይነት ሰርትፊኬትን ቲን/i/ ሰርቲፊክት ዘለዎ ቫት ምዝጉባት ዝኾኑ ቫት ዲክሌሬሽን ናይ ወርሒ ሓምለ 2016 ዓ/ም ዘቕርቡ፣

2. ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን እዚ ናይ ዕድመ ደብዳቤ ብድምፂ ወያነ ብሄራዊ ራድዮ ካብ ዝተቓለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቢሮና መዝገብ ቤት ካብ ዕለት 25/02/2017 ጀሚሩ - ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ይካአል ::

3. ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 50.000.00 (ሓምሳ ሽሕ ብር )ብመልክዕ ሲፒኦ ወይ ድማ ኣብኩነታት ዘይተመስረተ ባንኪ ጋራንቲ ምስቲ ቴክኒካል ሰነድ ጨረታ ኣታሓሒዙ ከቕርብ ይኸእል::

4. እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/03/2017 ዓ/ም ሰዓት3፡15 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኸፈት።

5. ተጫረቲ ሐደ ኦርጂናል ቴክኒካልን ፋይናንሻል ሰነድ ነንበይኑ ብፖስታ ዝተአሸገ ከምኡውን 01 ኮፒ ቴክኒካል 2 ኮፒ ፋይናንሻል ነንበይኑ ብፖስታ ዝተአሸገ ሰነድ ብምቕራብ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ኦሪጂናልን ኮፒ ተባሂሉ ብግልፂ ከቐርብ ኣለዎ ፣

6. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡

7. አድራሻና ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ መቐለ

8. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስኪ ቑፅሪ 0914723753/0920326084 ምድዋል ይከአል

ናይ ጨረታ መኽፈቲን መዕፀዊን ዕለት አብ በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ዘሎ ናይ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝኸፈት ይኸዉን።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s