ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ህንፃ መሳርሒ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ሕጋዋ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡P.R | ተ.ቁ | ዓይነትንብረት | መፍለይ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
3556 | 1 | HDPE PE100 | Ø50mm PN10 | m | 40 | |||
2 | Straight Compression Tee | 90mm*75mm *90mm | pcs | 2 | ||||
3 | Straight Compression Tee | 75*75*75mm | pcs | 1 | ||||
4 | Straight Compression reducer | 90mm-75mm | pcs | 2 | ||||
5 | Straight Compression reducer | 75mm-50mm | pcs | 3 | ||||
6 | Female adapter | 75mm*21/2mm | pcs | 6 | ||||
7 | Female adapter | 50mm*11/2" | pcs | 3 |
– ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ሻት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።
– እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።
– ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ) ክህብ ኣለዎ።
– ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።
– ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት22/01/2017 –24/01/2017ዓ/ም ሰዓት 6:00 እዩ።
– ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 24/01/2017 ዓ/ም ሰዓት _ 8:30 ይኸውን ።
ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ
መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
– ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404674 /0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።
ድሕሪት