ምልክታ ፕሮፎርማ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
በዚ መሰረት
➢ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝኽእል
➢ ናይ ግብሪ መኸፈሊ መለለይ ቁፅሪ (TN)መረዳእታ ከቅር ብ ዝኽእል
➢ ናይ ቫት ቅብሊት ደረሰኝ ከቅርብ ዝኽእል
➢ እዚ ፕሮፎርማ 24/7/2016 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ኣብ ማእኸል ̧ኢንቨስትመንትቃላሚኖ ይኸፈት
➢ ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተረጋገፀ ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ እቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል
➢ ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል
ተ.ቁ | ዓይነት ኣቅሓ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መለለዪ/specification/ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ባትሪ | ቁፅሪ | 1 | 12 V 90 AM | ||
2 | ጃምፐር | ቁፅሪ | 1 |
ምስ ሰላምታ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ
ድሕሪት