https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14155
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 24, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

በዚ መሰረት

➢ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝኽእል

➢ ናይ ግብሪ መኸፈሊ መለለይ ቁፅሪ (TN)መረዳእታ ከቅር ብ ዝኽእል

➢ ናይ ቫት ቅብሊት ደረሰኝ ከቅርብ ዝኽእል

➢ እዚ ፕሮፎርማ 24/7/2016 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ኣብ ማእኸል ̧ኢንቨስትመንትቃላሚኖ ይኸፈት

➢ ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተረጋገፀ ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ እቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል

➢ ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል

ተ.ቁዓይነት ኣቅሓመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመለለዪ/specification/
1ባትሪቁፅሪ112 V 90 AM
2ጃምፐርቁፅሪ1

ምስ ሰላምታ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ