ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ
ታ/ቁ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ /Part N0/ | መዓቀኒ | ብዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብሪሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ጎማ ብርጅስተን | 205 R-16 | ቁፅሪ | 04 | |||
2 | ባልዱን ባትሪ | 70 Am | ቁፅሪ | 01 |
✓ እዚ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማ ክህልዎ ኣለዎ፡፡
✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዝኩም ተቕርቡ ትክእሉ፡፡
✓ ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን/ ዘለኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዝኩም ተቕርቡ ጥራሕ ክትወዳደሩ ትኽእሉ፡፡
✓ ናይ መቕረባይነት ካርድ ናይዚ ዘመን ዘሐደሰን፤
✓ እዚ ፕሮፎርማ ልክዕ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ዘግልግል ምዃኑ፤
✓ ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረከብ ኣብ ውሽጢ ሓደ መዓልቲ ካቅረብ ዝክእል
✓ ሰዓራይ ኮይኑ ምስተረኸበ ኣብቲ ዝተባሃሎ ዕለት እንተዘይኣቕሪቡ ብሕጊ ከምዝጥየቕን ኪሳራ ናይቲ ቤት ዕዮ ዝጥቕ ምዃኑ፤
✓ እቲ ጨረታ አብ አየር ዝፅንሕሉ ካብ ዕለት 08/05/2016ዓ/ም እስካብ 13/05/2016ዓ/ም እስካብ ሰዓት 5፡00 ናይ ንጉሆ::
✓ ስነድ መረከቢ ቦታ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፊር ማሕበራትን መቐለ
✓ ሰንድ ጨረታ ብናይ ባዕሉኩም ዝመልእ
✓ ጨረታ ዝከፍተሉ ዕለት 13/05/2016 ዓ/ም ሰዓት5፡10
✓ እቲ ንብረት ብበዓል ሞያ ተራጋጊፁ ትክኽል እንተዘይኮይኑ ብቲ ዝተባሃሎ መሰረት ይቅይረ ኣብቲ ሰነድ ዝተጠቐሰ ሞዴል /specification/ ምስራዝ ኣይካኣልን፡፡ “ምስ ስላምታ ብዝያዊ bit ምምሕዳር ትግራይ h/0
ድሕሪት