ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዝሩ ናይ ማኪና ስፔር አዋዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ
  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 9, 2016 (8 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 05:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:--
  • location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Document Price:--
  • Bid Opening Date: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 05:10 Morning
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ


ታ/ቁዓይነት ንብረትመግለፂ /Part N0/መዓቀኒብዝሒናይ ሓደ ዋጋመብሪሂ
1ጎማ ብርጅስተን205 R-16ቁፅሪ04
2ባልዱን ባትሪ70 Amቁፅሪ01

✓ እዚ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማ ክህልዎ ኣለዎ፡፡

✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዝኩም ተቕርቡ ትክእሉ፡፡

✓ ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን/ ዘለኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዝኩም ተቕርቡ ጥራሕ ክትወዳደሩ ትኽእሉ፡፡

✓ ናይ መቕረባይነት ካርድ ናይዚ ዘመን ዘሐደሰን፤

✓ እዚ ፕሮፎርማ ልክዕ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ዘግልግል ምዃኑ፤

✓ ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረከብ ኣብ ውሽጢ ሓደ መዓልቲ ካቅረብ ዝክእል

✓ ሰዓራይ ኮይኑ ምስተረኸበ ኣብቲ ዝተባሃሎ ዕለት እንተዘይኣቕሪቡ ብሕጊ ከምዝጥየቕን ኪሳራ ናይቲ ቤት ዕዮ ዝጥቕ ምዃኑ፤

✓ እቲ ጨረታ አብ አየር ዝፅንሕሉ ካብ ዕለት 08/05/2016ዓ/ም እስካብ 13/05/2016ዓ/ም እስካብ ሰዓት 5፡00 ናይ ንጉሆ::

✓ ስነድ መረከቢ ቦታ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፊር ማሕበራትን መቐለ

✓ ሰንድ ጨረታ ብናይ ባዕሉኩም ዝመልእ

✓ ጨረታ ዝከፍተሉ ዕለት 13/05/2016 ዓ/ም ሰዓት5፡10

✓ እቲ ንብረት ብበዓል ሞያ ተራጋጊፁ ትክኽል እንተዘይኮይኑ ብቲ ዝተባሃሎ መሰረት ይቅይረ ኣብቲ ሰነድ ዝተጠቐሰ ሞዴል /specification/ ምስራዝ ኣይካኣልን፡፡ “ምስ ስላምታ ብዝያዊ bit ምምሕዳር ትግራይ h/0

Backs
Tender Category