1 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 8 ታሕሳስ 2016 ዓም ክሳብ 22 ታሐሳስ 2016 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሐ ሰዓት ኣብ ከይዲ ስራሕ መዘጋጃ ቤታዊ እቶት ቤት መዘጋጀ ከተማ ዓዲ ሃገራይ ብኣካል ብምቅራብ ዘይመለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ ሓባሪ ሳይት ፕላን ክትወስዱ እናሐበርና ጨረታ ዝዕሸገሉ 22 ታሐሳስ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ተዓዘበቲ ኣብ ዘለዉሉ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ 23 ታሕሳስ 2016 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ኣብ ቤት መዘጋጃ ዓዲሃገራይ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
2 ንጨረታ ዝወፁ ቦታታት ዝርኣዩ መርሃ ግብሪ 11 ታሐሳስ 2016 ዓም ክምእዉን 17 ታሐሳስ 2016 ዓም ኣብ ቤት መዘጋጃ ብምርካብ ብኣካል ብምርካብ ምርኣይ ይከኣል
3 መተሓሳሳቢ እት ቤት መዘጋጃ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
0910024719 / 0914780057
ድሕሪት