https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13492
ቤት መዘጋጃ ዓዲሃገራይ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬትን 62 ፕሎት ንመንበሪ 22 ፕልት ንድርጅት ብድምር 84 ፕሎት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ አወዳዲሩ ንምትሕልላፍ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መሬትን ሊዝን/

1 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 8 ታሕሳስ 2016 ዓም ክሳብ 22 ታሐሳስ 2016 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሐ ሰዓት ኣብ ከይዲ ስራሕ መዘጋጃ ቤታዊ እቶት ቤት መዘጋጀ ከተማ ዓዲ ሃገራይ ብኣካል ብምቅራብ ዘይመለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ ሓባሪ ሳይት ፕላን ክትወስዱ እናሐበርና  ጨረታ ዝዕሸገሉ 22 ታሐሳስ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ተዓዘበቲ ኣብ ዘለዉሉ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ 23 ታሕሳስ 2016 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ኣብ ቤት መዘጋጃ ዓዲሃገራይ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

2 ንጨረታ ዝወፁ ቦታታት ዝርኣዩ መርሃ ግብሪ 11 ታሐሳስ 2016 ዓም ክምእዉን 17 ታሐሳስ 2016 ዓም ኣብ ቤት መዘጋጃ ብምርካብ ብኣካል ብምርካብ ምርኣይ ይከኣል

3 መተሓሳሳቢ እት ቤት መዘጋጃ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

0910024719 / 0914780057