1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎም
2 ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ናይ 2012ዓ/ም ዝሓዘ
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎ
4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሓምለ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርብን
5 ናይ መኪና ብቅዓት መረጋገፂ እንተነኣሰ ደረጃ 1 ክኮዉን ኣለዎ
5 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 02/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 17/01/2013 ምዉሳድ የካኣል
6 መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ በዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ድማ በስፒኦ ሕትመትን ኣቅሑት ፅሬትን 3000.00 ቅርሺ ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ቢሮ ፣ ናይ ኣናእሽተይ ፅገና ኣጎልግሎት መኪና ኤሌክትሮኒክስን ብር 5000.00 ከትሕዝ ዝክእል
7 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕል ምስ ኣሰረ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣጋዓዒዙ ንብረት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣታዊ ዝገብር
8 ጨረታ 18/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዘየለዉሉን ይክፈት
9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 55 06 72 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ድሕሪት