https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12475
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ወረዳ ንዘለዋ ኣብያተ ዕዮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ 2013ዓ/ም መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ቢሮ ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ኣናእሽተይ መካይን ናይ ፅገና ጉልበትን ፣ ሕትመትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕደግ ስለ ዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክበሪ ንዕደም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 4, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 18, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ራማ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 18, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ናይ 2012ዓ/ም ዝሓዘ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎ

4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሓምለ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርብን

5 ናይ መኪና ብቅዓት መረጋገፂ እንተነኣሰ ደረጃ 1 ክኮዉን ኣለዎ  

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 02/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 17/01/2013 ምዉሳድ የካኣል

6 መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ በዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ድማ በስፒኦ ሕትመትን ኣቅሑት ፅሬትን 3000.00 ቅርሺ ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ኣናእሽተይ  ኣቅሑት ቢሮ ፣ ናይ ኣናእሽተይ ፅገና ኣጎልግሎት መኪና ኤሌክትሮኒክስን ብር 5000.00 ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕል ምስ ኣሰረ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣጋዓዒዙ ንብረት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣታዊ ዝገብር

8 ጨረታ 18/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዘየለዉሉን ይክፈት

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 55 06 72 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል