ኣብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ከተማ መቐለ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ናይ ኮብልስቶን ምፅጋን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ኣብ 2012ዓ/ም ናይ ኮብልስቶን ማለት እዉን ምንፃፍ እምኒ ምፅጋን ስራሕ ስልጠና ዝወሰድኩም ልምዓት ጉጅለታት ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 22, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 4, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብምንፃፍ እምኒ / ኮብልስቶን/  ስራሕቲ ኣብ 2012ዓ/ም ስልጠና ወሲድኩም ዝሓለፍኩምን ናይ ደቀቅቲን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ወረቀት ምስክር ዘለኩምን

2 ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ሳይት ሓደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን በበይኑ ብምዕሻግ ን3ቲኡ ፖስታታት ድማ ኣብ ሓደ ዓብይ ፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ዝተደለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ኬዝቲም ዕደጋ ካብ 19/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ብነፃ ምዉሳድ ይካኣል

4 ጨረታ 04/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5  እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 77 87

ድሕሪት
ጨረታ መደብ