ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብ ጣብያ ዓዲ ሰላም ዝስራሕ ዳይበርሽንን ካናልን ንምስራሕ ብክልል ደረጃ ብ8ተ ብደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ብናይ ማይ ህንፀት ኮንስትራክሽን ስራሕቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

1 ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ ናይ 2012ዓ/ም ዘለኩም

2 በቲ ፍቃድ ሕጋዊ ናይ መቅረባይነት ካርዱኩም ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ዘለኩም

3 ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ናይ ደኣንት ወረቀት ምስክር ዘለኩም

4 ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ብቅዓት መረጋገፂ  ዘለኩም

5 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም

6 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ደኣንት ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

7 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ በቢ ወርሒ ክሳብ 30/04/2012ዓ/ም ኣታዊ ዝገበርኩምሉ መረዳእታ

8 ጨረታ ኣብ አየር ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ 04/07/2012ዓ/ም ክሳብ 23/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ምሽት ኣብ ዘሎ ግዜ ይከዉን

9 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝክፈተሉን ዕለት 24/07/2012ዓ/ም ክሳብ  ሰዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ሰነድ ጨረታ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ነንበይኑ ተፈላዩ ተሓቲመ ተዓሺጉ ብሓደ ዓብይ ፖስታ ተዓሺጉ ኣብ  ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ዝኣትዉ ኮይኑ እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቅ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 መኸበሪ ጨረታን መሸጢ ሰነድን ኣብ ዝተዳለወ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ምርኣይ ይካኣል

11 ጨረታ ዝሰዓረ ደኣንት እቲ ዝሰዓሮ ኣብ ዉሽጢ 85 መዓልቲ ርክክብ ምስ ቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ክፍፀም ኣለዎ

12 እቲ ቤት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 57 01 56  ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s