ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ዓብዮ ናይ ማይ ሞተር ከምኡዉን ማይክሮፎን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 20, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣስገለ ፅምብላጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2010 ን2ይ ዙር ዕደጋ ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ጎማን ባትሪን : ኣቅሑት ብሮድካስት መቀበሊ መረከብን : መሳርሒ ህንፃ : ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ኣቀሑት ማይ ቧንቧ :ኣቅሑት ቢሮ: ስራሕቲ ሕትመት ኢሉዉን እታወታት ምግቢን ሻሂ ክበብን ኣገልግሎትን አገልግሎት ጋራዥ ኣብ ዝተፈላለዩ ጨረታ ብምክፋል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 6, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 26, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ቀረብን ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ Complexity electrical saber pump ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 20, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራማጨረታ መደብ:ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት 2010 ዓም 1ይ ዙር ጨረታ ንግልጋሎት እቲ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ኣቁሑት ማለት እዉን ትቦን መገጣጠሚን መሳርሒ ቴክኒክ:መሳርሒ ህንፃ : ኣቁሑት ኤሌክትሪክ : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት ፅሬት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቁሑት ቢሮ : መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ከምኡወን ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት ሳይክል ናይ መኪና ጎማን መመላክዕን ናይ ባጃጅ ጎማን መለዋወጢ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 1, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክልቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ንቤት ፅሕፈት ዘግልግሉ ኣቁሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 5, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ግልጋሎት ማይን ፍስሳስን ከተማ ዓዲግራት ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት ኣቅሑት: ናይ መኪና ጎማን ባትሪን: ክሎሪን ተዛመድቲ ኣቅሑት: ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑት: ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ናይ ፈርኒቸርን ሓፂን መፂን ኣቅሑት: ሞተር ሳይክል ኣቅሑት: ብረት ቱቦን መገጣጠምን ቆፃርን ማይን ናይ : HDPE ቱቦን መገጣጠምትን ኣቅሑት : ናይ ባጀጅ :ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት :ናይ ሞተር ሳይክላት መለዋወጥቲ ኣቅሑት : ናይ ሳይክላት መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 24, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ አለማጣ ሎት ሐደ ናይ ቆፃርን ብረት ትቦን ፕላስቲክ ትቦን ካልኣት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት :ሎት ክልተ ፅሬት መሳርሒ : ሎት ሰለስተ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ኣርባዕተ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ዝተፈላለዩ ክምፒተራትን : ሎት ሓሙሽተ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ንፓምፕ መለዋወጢ ዝከዉን ስዊች ቦርድን : ሎት ሽድሽተ ንቤት ፅሕፈት ዝከዉን መጋራጃ : ሎት ሸዉዓተ ስፔር ፓርት ካብ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 28, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኮሌጅ ትምህርቲን መምህራንን አመራርሓ ትምህርቲ ዓብይ ዓዲ ኣብ 2010 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሐታት ፅሕፈት:ስፖርት :ሙዚቃ :ፅሬት :ማይ :ኤሌክትሪክ: ጎማ መኪናን :መለዋወጢ ኣቅሑትን :ጨርቂ መጋራጃ ጨርቂ ፍርናሽ :ፕሪንተራትን ካልኦት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣጫሪቱ ክዕድግን ናይ ዓበይትን ኣናእሸተይን መካይን መፀገኒ ጋራጅ አጫሪቱ አገልግሎት ክረክብ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 27, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ዓብዮ ናይ ማይ ሞተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣስገለ ፅምብላጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ትቦታት ናይ ማይ ብረትን ፕላስቲክን መገጣጠሚታትን ናይ ማይ ቆፀርትን ኤችዲፒ መበየዲ ዝተፈላለየ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሕንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ