ኣብ ከተማ ሸራሮ ምምሕዳር ኣልጋነሽ : ሙሴን : ሰደረን በቢጣቢዩ ፅሩይ ዝሰተ ማይ ክዝርጋሕ ስለዝተደለየ ነዚ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለየ ናይ ማይ ቡንባ ማለተ እዉን ናይ ፅሩይ ዝሰተ ማይ መቀያየሪ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ብገባሪ ሰናይ ትካል ፕሮጀከት ልምዓት ምላሽ ፅዕንቶ ስደተኛታት ማለት DRIP 2 በጀት ዝምዉል ብከባቢያዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ መጋጣጠሚ ኣቁሑት ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኣብ ማእከል ህንፀት መሰልጠኒ ማናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 ዓም 2ይዙር ጨረታ ካብ ዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተሪያል ዕድጊት ንምክያድ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን: ናይ ፅሬት መሳርሕን : ናይ ሕትመት መሳርሒ : ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ : ናይ ማይ መሳርሒ : ናይ ሳፌታ ጨረቃ ጨርቂ መሳርሒ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒን ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ water pamp Assy ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 14, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ን ቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ናይ ከዋሽ ዝተረከበ ሐገዘ ናይ ሳኒተሪ ንብረት: ናይ ስተሽነሪ ንብረት: ናይ ፈርኒቸር ንብረት አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 14, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኮሌጅ ትምህርቲ መምሃራን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2016 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር : ፕሮጀክተር : ፕሪንተር : ራየዘር : መራበሒ ፎቶ ኮፒ ማሽን : ናይ ላባራቶሪ ኣቀሑት : ከሚካልን ናይ ማይን : ኤሌክትሪክን ኣቅሑት : ናይ ሙዚቃ መሳርሒ : ናይ ግድግዳ ቀለም : ናይ ተምሃሮ ዓራትን ፍራሽን ካልኦትን ኣጫሪቱ ክዕድግ የደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ቤት ፅ/ት ማይ ግልጋሎት ከተማ የጭላ ካብ ዘለዎ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ንናይ ቤት ፅ/ትና ዝውዕል ትቦን ፉቲንጋት ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:የጭላጨረታ መደብ:ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል Camp Meter FC 375 1000V, 600 AC/bc Current Measurment Inse-rms ተዓዲጉ ንክቐርብዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ ውቕሮ ኣብ ባጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፀ ናይ መገጣጠሚ ትቦታትን መሳርሕታት ፅሕፈትን ፅሬትን ኤሌክትሮኒክስን ሞተር ፖርሽን ፤ ናይ ሞዴል 79 ቶዮታ መኪና ስፔር ፣ ስማንርት ፎን ሞባይል ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብረታ ኣወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ እተማልኡ ተወዳደርቲዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ቡምባ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ