... ቶሞቢል መኪና ብዛት 01 በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ከወጣበት ቀን ጀምሮ ለተከታታይ 20 ቀናት ሲሆን በ 8፡30 ሰዓት ተሽጎ ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት መኪና
ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም አ/ማ ለድርጅቱ አገልግሎት የሚዉሉ የተለያዩ መኪኖች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት መኪና
ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም አ/ማ ለድርጅቱ አገልግሎት የሚዉሉ የተለያ መኪናዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት መኪና
ቤት ፍርዲ ወረዳ ወልቃይት ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ፣ ኣናእሸተይ መሳርሕታት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት መኪና
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ 6, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት መኪና
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2011 ዓ/ም ንተሽከርከርቲ መግዝኢ ካብ ዝተበጀተ በጀት ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት መኪና
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ኮሌጅና እትርከብ ሚስቲብሽ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ስለዚ በቢዝምልክተኩም ዘርፊ ኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ሮቆሒ አማልአኩም ክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስጨረታ መደብ:ዕድጊት መኪና
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ንኡስ ጨንፈር መቐለ ደቡብ ሰሌዳ ቁፅሪ 1 00867 ትግ ኣገልግሎት ታክሲ ዓይነት ተሽከራካሪ ኣውቶሞቢል፣ ሞዴል 100A፣ ሞተር ቁፅሪ A10 415976፣ ሞተር ጉልበት ሲሲ 1171 ዝኾነት ታክሲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክንሸይጥ ስለዝደለና ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንከትወዳደሩ ተኽእሉ ምዃነኩም ንገልፅ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 10, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት መኪና
ካዛ የካፒታል እቃዎች ፋይናንስ ንግድ ስራ አክስዩን ማህበር በ2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ከታች የተዘረዘሩትን ማሽኖች እቃዎች በጨረታ አወደድሮ መግዛት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 19, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኣቅርቦት ምግቢ ዕድጊት መኪና
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት 2008 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 2, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 10, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ዕድጊት መኪና