መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ኮሚቴ ህፁፅ ሓገዝ ብድርቂ ንዝተጠቕዑ ወገናትና ሓገዝ ዝውዕል ማሽላ ባሕሪ/ዕፉን፣ ፅሩይ ዓተር ክክዕን ዘይቲ ብልዒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዓዲጉ ነዚ ንምጉዕዓዝ 400 ኩ/ል ዝፅዕና 10 ዓበይቲ ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ክካረ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 28, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ትራንስፖርት ግልጋሎት
አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ሰራሕ መሰረተ ልምዓት አብ መሰቦ ዘላ ዶዘር ምልዓል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከልዕል ይደሊ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ትራንስፖርት ግልጋሎት
ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይድ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ን2016 ዓም ናይታ ከተማ ኣብ ማእከል ኣስፓልት ዘለዉ ሓምለዎት ቦታት ተክልታትን ፈልሲ ጣብያ ካልኦትን ክሬቸር ካብ ዝበሃል ቦታ ማይ ብቦጥ እናዳጎዓዘ ተክልታት ከስቲ ምስ ዝክእል ናይ ማይ ቦጥ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ቤት ህንፀት መቐለ ንተሃንፅቲ ዝዉዕል ፁሩይ ስተ ማይ ካብ ማይን ፈሳስን ካብ ኩሓ ኩብ 15 ሜትር ኪቡ ንላዕሊ ትሕዝ ቦጥ መኪና ናብ መቐለ ቤት ህንፀት ከቅርቡ ዝክእሉ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን2016 ዓም ክሳብ ሰነ 30/10/2016 ዓም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 20, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለዩ ሰርቪስ መኪና ኪራይ ግልጋሎትን ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ዕድጊት ን2016 ዓም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግልገልን ክዕድግን ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 27, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥሪ 5, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ቆዋሚ ንብረትኩም ጠረጰዛ : ወናብር : ካዝና : ሸልፊ ካልኣትን ከብፅሕ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
... ተምሃሮ ንምሃብ ልዕሊ 13 ሰብ ናይ ምሓዝ ዓቐሚ ዘለወን መኻይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኸካረ ይደሊ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ትራንስፖርት ግልጋሎት
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ስዒቦም ዘለው ንብረታት ማለት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋውጢ ኪራይ መኪና ናይ ባነር ሕትመት ናይ ቢሮ ናውንቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 2, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲትራንስፖርት ግልጋሎትናይ ቢሮ አቁሑት
ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ካብ መቐለ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ ማዳበርያ ከጓዓዕዝ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 21, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 09:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ትራንስፖርት ግልጋሎት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና አጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ናይ መኪና ጋራዥ ኢድ ሞያን ፣ ኣቅሑት ስፖርት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸር ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከገዝእን ከስርሕን ይደሊ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ነጋዶ ካብ 12/02/2013ዓ/ም ክሳብ 27/02/2013ዓ/ም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ከ/ስ/ዕ/ንብረት ብምዉሳድ ክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 28, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲትራንስፖርት ግልጋሎት