ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ : ኣቑሑት መሳርሒ : ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ሙዚቃ መሳርሒ ኣቑሑት፣ ሰነድኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ንናይ 2011 ባጀት ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ፅሐፈት መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክ ኣቑሑት : ሞራለን ወራጅን ባህርዛፍ : ቀለብ እንስሳት ፍሩስካ፣ ሑፃን ፀፀርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመኽዝንፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ሕትመት፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸራት ፣ ናይ መኪና ስፔር፣ ሞተር ሳይክል ስፔር፣ብስክሌትን ሳይክል ስፔርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ሕጋውያን ተጫረቲ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ካብዚ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ወረድኡ ዘገልግል ፅሕፈት መሳርሒ : ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ናይ ንብረታት ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣገልግት ዝውዕሉ ምድብ 1 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ምድብ 2 ኣቑሑት ፅሬት፣ምድብ 3 መለዋወጢ ኣቑሑት መካይን ፣ምድብ 4 ጎማን ባትርን መኻይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዝደለየ ካበዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንነብሲ ወከፍ ምድብ ዘይምለስ 50 ብር ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 9 ብምዕዳግ ንክተቕርቡ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንአገልግሎት ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝተፈላላዩ ቐወምትን ሃለቅትን ኣቑሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቑሑት ኤሌክትሪክ፣ኣቑሑት ኤለክትሮኒክስ፣ ኣቑሑት ዓለባ፣ኣቑሑት መሳርሒ ፅሬት፣መለዋወጢ ኣቑሑት መኪናን ኣቑሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፍርዲ ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፍርዲ ወረዳ ኦፈላን ቤት ፍርዲ ከተማ ኮረምን ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ሎት 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ሎት 2 ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቱ፣ ሎት 3 ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ሎት 4 ዝተፈላለዩ ኮምፒዩተርን ተዛመድትን ኣቑሑት ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ሃፀይ ዮውሃንስ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2011ዓ/ም ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ዝስዕብ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 9, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት