ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መሳርሒ ፅሕፈት ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ጥሙር ዕድጊት ንከተማ ዓብይ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ፅሬትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 26, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ምድብ1 (lot)ሃለቅትን ቀወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ምድብ2 (lot) ሃለቅቲ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ምድብ3 (lot) ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ምድብ4 (lot) ናይ መኪና ሃለቅቲ ኣቅሑት፣ ምድብ5 (lot) ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ምድብ6 (lot) ዘገልግሉ ንብረታት ንጨረታ ንምቅራብ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ኣወዳደሩ ክዕድግ ክሸይጥን ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ንወረዳ ራያ ኣለማጣ ቤት ፍርዲን ከተማ ኣላማጣ ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒን ኣናእሽቲ ኣቅሑት ፅሬት ኣቅሑትን ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ አላማጣጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ቤት ፍረዲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ቤት ፍረዲ ሰራሕቲ መሳለጢ ዝውዕል 1 ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ አቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ክገዝእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ መቕረብቲ ብምዕዳም ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ውድድር ክትሳተፉ እተደልዩ ተወዳደርቲ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2011 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት :ናይ ቢሮ ኣቅሑት ንምግዛእን ንምፅጋንን፣ ናይ ፅሬት ኣቑሑት: ናይ ሸቀጣ ሸቀጥ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ መስተታት፣ ዝተፈላለዩ ጨርቅታት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ፣ ናይ መኪና ጎማን ካላመደሪያን ንምግዛእን፣ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ንምፅጋንን ዝተፈላለዩ ቅጥዕታት ምሕታምን ስለዝደለየ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይደሊ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 17, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮትካልኦት ፅገናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቅሑት ቢሮ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን፣ ሕትመት ፣ መፀገኒ ኣቅሑት ኮምፒዩተር፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 13, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ንግድን ዘርፍን ማሕበራት ከተማ ኮረም ንስራሕቱ ኣደላይ ዘኾነ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ። ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 4, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርካልኦት ዓይነት ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት