ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ካብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ቤት ፅሕፈት መዓድንን ኢነርጅን ደረጃ 10 ገንኢ ምስካናል ንናይቲ ወረዳ ዝልጠፉ ኣናእሽተይ ትካላት ንግዲ ዝተወደቡ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንደርታጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሞያን ዓድዋን ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ን ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናውቲ መሳርሒ ህንፃ፣ናይ ኤሌክትሪክ ናውቲ ፣መሰርሒ ፅሕፈት፣ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ብኤሌክትሮኒክስ ማለት ብናይ ኣይቲ ናውቲ ፣ናይ ቢሮ ናውቲ /ፈርኒቸር/ ፣ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሕትመት፣ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከሐትምን ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፍርዲ ወረዳ መደባይ ዛና ዝተፈላለዩ ሃለቅትን ቀወምትን ንብረት መሳርሒ ፅሕፈት፤ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፤ ሕትመትን መሳርሒታት ፅሬትን፤ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ብዝተፈላለዩ ሞያታት ኣብ ምስልጣን ከምዝርከብ ዝፍለጥ ኮይኑ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፤ ናይ ኤሌክትሪክ ኢንስታሌሽን መሳርሒታት፣ ፅሬት መሳርሒታት፣ ናይ ዝርገሐ ማይ መሳርሒ፤ ናይ ኮንስትራክሽን /ህንፃ/ መሳርሒታት፤ናይ ምግቢ /ሱፐር ማርኬት/ ቀረባት፣ ኮስሞቲክስን ፤ጨርቃ ጨርቅን መሳርሒታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣግበጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ናይ ኮምፒተር ወረቀት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕሉ ኮምፒዩተርን ኣቅሑትን ቀለም ፕሪንተርን ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላዩ ናይ ፈርኒቸር፣ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ጂፒኤስን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ንወረዳ ራያ ኣላማጣ ቤት ፍርዲን ከተማ ኣላማጣ ግልጋሎት ዝውዕል ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸር፣ ፅሕፈት መሳርሒን፣ ኣናእሽቲ ኣቅሑት፣ ፅሬት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 06:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ አላማጣጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት