ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ራያኣላማጣ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ኣብ ወረዳ ራያ ኣላማጣ ኣብ ዓዲ ፈለስቲ ናብ ዓዲ ኩሉ ዝስራሕ ሓድሽ መንገዲ ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ አላማጣጨረታ መደብ:መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ምምሕዳር ምዕባለ መንገዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣብ ኣላማጣ ፣ ባላ፣ ዓዲጉዶም ፣ ዶንጎላትን ብመሊስካ ምድሓን ካብ መንገዲ ፈንድ ብዝተረከበ በጀት ፅገና ንምክያድ ብብርኪ ፍቃድ ደረጃ RC7/GC7 ልዕሊኡን ዘሎዎም ተከናተርቲ ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ከተማ መቐለ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ናይ ኮፕልስቶን ምፅጋን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ዝርከብ ህንፃ ዲዛይን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ቤት ማዘጋጃ ከተማ የጭላ ጣብያ መዓረይ ዝስራሕ ድሬኔጅ ወይ ፋኛትራ ብደረጃ 8ተ RC ደቂቅ BC ንእሽተይ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ጣንቓ ኣበርገጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንመንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ምምሕዳርን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ቀበሌ 04 ዝርከብ ሓዱሽ ተፋሳስ ድሬኔጅ ሎት 6 ካብ ነባር መዕረፊ አየር ድልድል ናብ ነባር ክፍቲ ተፋሰስ ማለት አዉን ድሬኔጅ ብዉልቀ ደኣንት ብደረጃ 8 ኣናእሽተይ BC/GC ኮንትራክተር በናይ ዩኤዲቢ በጀት ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንመንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ምምሕዳርን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ቀበሌ 04 ዝርከብ ሓዱሽ ተፋሳስ ድሬኔጅ ሎት 3 ካብ ባር ለዋሂት ናብ ምዕራፍ ኣየር ኮንደሚኒያ ሎት 4 ካብ ምዕራፍ አየር ኮንደሚንየም ናብ ኣልሚ ኮንደሚንየ ሎት ብዉልቀ ደኣንት ማለት አዉን ሽርክና ማሕበራት ብደረጃ 8 ኣናእሽተይ BC/GC ኮንትራክተር በናይ በጀት ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንመንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ አስገደ ፅምብላ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ምዕባለ መንገዲ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቲ ናይ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ዝኮነ ብፕሮጀክት ልምዓት ምንካይ ፅዕንቶ ስደተኛታት ማለት እዉን DRDIP ከምኡዉን ናይ ሕ/ሰብ ኣስተዋፅኦ በጀት ድጋፍ ካብ ጣብያ ሕፃፅ ናብ ቁሸት ማይ ፀፀር ብናይ ይራብ ስታንዳርድ ሓዊሱ 7ተ ሜትር ጎኒ 7.4 ኪ/ሜ ንዉሓት ዘለዎ ሓዱሽ መንገዲ ንምስራሕ ብሰዓት ብናይ ኮንስትራክሽን ማሽን መቅረባይነት ፍቃድ ስራሕ ዝተዋፈሩ መቅረብቲ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣስገለ ፅምብላጨረታ መደብ:መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ምምሕዳርን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ቀበሌ 04 ዝርከብ ሓዱሽ ተፋሳስ ድሬኔጅ ሎት 1 ካብ ጥዕና ጣብያ ሜዳ ዓጋመ ናብ ኮብልስቶን ሎት 4 2010ዓ/ም ዝተሰርሐ ሎት 2 ካብ ሓድሽ ኮብልስቶን ሎት 4 2010ዓ/ም ዝተሰርሐ ናብ ባር ለዉሂድ ብዉልቀ ደኣንት ማለት አዉን ሽርክና ማሕበራት ብደረጃ 8 ኣናእሽተይ GC/BC ኮንትራክተር በናይ በጀት ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ናይ መትረብ ዉሕጅ ማለት እዉን ዲሬኔጅ ንምስራሕ RC/GC ደረጃ 7ተ ልዕሊዑን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባጨረታ መደብ:መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ኣክሱም ካብ ቤተ ክርስትያን እንዳ ሚካኤል ናብ ሲናማ ቲያትር ድልድልንን ካብ ዞባ ኢንዳስትሪ ናብ ኤፍሬም ቀለምን ካብ ኣብርሃ ወ/አረጋይ ናብ ኣወል መሓመድ ዝስራሕ ፅገና ፀፀር መንገዲ ፕሮጀክት ኮድ AAX/CW/ grevel/ may /hy/03/12 ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ Rc/Gc ደቂቅ ብርኪ ንግዲ ፍቃድ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ደቀቅትን ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ሕብረት ሽርክናን ውልቀ ደኣንትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንመንገዲን ድልድልን ስራሕቲን