ቤት ፅሕፈትና ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ Registration Book ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ንበረት/ምምሕዳር ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕደጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝህቡ ናይ ኮምፒተር ቀለም TK 1160፣ ሕትመት፣ ስፖርት ዕጥቂ፣ንቴክኖሎጂ ንብረታት፣ ናይ ሶፋ ስፖንጂን ናይ ሶፋን ጨርቂን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንገዝእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011 04:05 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ማኑፋክቸሪንግ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ከዕድግ( ክግልገል) ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ማኑፋክቸሪንግ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ከዕድግ( ክግልገል) ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊን ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ከዕድግ( ክግልገል) ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ካብ ትልምን ፋይናንስን ካብ ናይ ዩኒሴፍ በጀት ንዳ/ዳይሬክቶሬት ምድላው ትልምን ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ዝውዕሉ መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ መፅሔት ንምሕታም ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ስራሕቲ ሕትመትን ፣መለዋወጢ አቁሑት መኪና ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 21, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትሪን ማለት ቤት ማዘጋጃ ወረዳ ወልቃይት ከተማ ዓዲ ረመፅ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ መደበኛ ብዝተረኸበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ካልኦት ሃለቅቲ ኣቅሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ቢሮ ፣ ሕትመት ፣ መሳርሒ ህንፃን መሳርሒ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲ ረመጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ