ቢሮ ጉ/መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 3, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ማዘጋጃ ከተማ የጭላ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረት ናይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 30, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ውን ፈርኒቸርስ /መፅሓፍቲ መደርደሪ፣ ጠረጴዛን ወንበርን/ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኤሌክትሮኒክስን ሓድሽ ሶፍትዌርን ኣፕሊኬሽን ሲስተም ዝውዕል ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ:-ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ሳይ-ቴክ መፅሄት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 05:25 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምም/ር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ነሐትም ንደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 2, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ንኤጀሲና መራከቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ፣ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባንዴራ፣ ሕትመት፣ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግን ከሐትምን ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሳምረ ግልጋሎት ምምሃርን ምስትምሃርን 2ይ መንፈቅ ዓመት ሃለቅትን ኣቅሑትን ቐወምትን ማለት እውን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣውቶ፣ መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ሓፂን መፂን/GMFA/፣ መሳርሒ ፅሬት ኣቅሑ ኤሌክትሪክን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳሓርቲ ሳምረ ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጀራት ካብ መደበኛ በጀት 2011ዓ/ ንኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት፣ ሕትመትን ኣቅሑ ፅሬትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሕንጣሎ ዋጅራትጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ናይ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብ ፒ ኤፍ ኤም ናይ መፅሓፍቲ ሕትመት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ ፤በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ንዝ/ዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ተዛመድትን፣ ሕትመት ፣ ስፖርትን ኣቅሑ ፅሬትን ብሕጋውያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይድሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወልቃይትጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ሕትመት ስራሕቲ