ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብርክት ዝበለ ኣዋጃት ንምሕታም ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 24, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 3, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ኮንስትረክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ንትራንስፖርት ግልጋሎት ናይ ሕትመት ጥራዛት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 23, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2009 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ሀለቅቲአቁሑትን: ናይ ፅሬት አቁሑት: ኤለክትሮኒክስ :አቁሑት ቢሮ :ሕትመትን: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 23, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 9, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወልቃይትጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ መሳርሒ ፅሕፈት :መቀያየሪ አቁሑት መካይን: መቀያየሪ አቁሑት ሞተር ሳይክል: አቁሑት ፅሬት :ሕትመት :አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፅገና ኤለክትሮኒክስ :አቁሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 23, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጳጉሜን 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርካልኦት ፅገናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2009 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ንዝርከባ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 23, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጳጉሜን 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2009 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 23, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጳጉሜን 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት: ፅሬት አቁሑት: ሕትመት: ስፖርት ዕጥቂ: ናይ መካይን ሞቶር ሳይክልን ስፔርፓርትን ጎማን ከምኡዉን ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 21, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 3, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 20, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 4, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 20, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጳጉሜን 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ትምህርታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ማለት ሕትመት ፊደል ብጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 18, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 2, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ