ማሕበር ኣክሰዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ሕትመታት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 3, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ቢሮ ጉዳያት ኮሙኒኬሽን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ብቢሮና ንዝሕተም መቓልሕ ጋዜጣን ናይ ተሽከርከርቲ ፅገና ገራጅ ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 28, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ሕትመት ስራሕ ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 12, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ጉዳይ መንኣሰይ ክትግራይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 21, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 24, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ማሕበር ደቂኣነስትዮ ትግራይ ምስ ብሄራዊ ሎተሪን ቤተይ ቴክኖሎጂን ብምትሕብባር ንዘዳለዎ ናይ ቶምቦላ ሎተሪ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 25, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንተጠቀምቲ ናይ ፅቋር ደፍተር/ Saving Book/ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ቅብሊት ሕትመት ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 25, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ሕትመት ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 19, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 23, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2017 ናይ ሕትመት ዉፅኢታት፡ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፡ ዝተፈላለዩ ናዉትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ _ ኣክሰሰሪን ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ : ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 17, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 19, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ሕትመት ስራሕቲ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፓዳት ሕትመት ክተሓትም ሰለዝደለየት::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 18, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 27, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ