ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ሰቆጣ ቃል ኪዳን ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሕ/ገ/ልምዓት ወ/ቆላ ተምቤን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣጣል ቀለብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ
ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና ስፔር፣ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 14, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንላብራቶሪይን መሳሪሒታተ
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ምድብ 1- ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ላፕቶፕ፣ ዲስክ ኮምፒዩተር ፣ ምድብ 2 ናይ ምርምር መሳርሒ ኣቅሑት (poultry Equipment) ፣ ጀነሬተር በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቆሒታት ብምምላእ ተታሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትክእሉ ነፍልጥዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ንናይ 2011 ባጀት ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ፅሐፈት መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክ ኣቑሑት : ሞራለን ወራጅን ባህርዛፍ : ቀለብ እንስሳት ፍሩስካ፣ ሑፃን ፀፀርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመኽዝንፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኤጀንሲ ሽግግር ሕርሻ ጨንፈር ትግራይ ምድብ ሐደ ኣብ ኣርባዕተ ዝተመረፃ ጣቢያታት ትግራይ መራብሒ አናህብ ቦታ ሰሪሕካ ምርካብ ኣብ ረዳ ደጎዓ ተምቤን ጣቢያ ኣንብርከክን ቁሸት ሐላ : ኣብ ወረዳ ክልተ ኣብላዕሎ ጣቢያታት መካንን ኣብርሃ ኣፅባሃ ቁሸጣታት ብርክን ወይንን: ኣብ ወረዳ መደባይ ዛና ጣቢያ ዓደቃማልሕ ቁሸት ዓዲቀዳፎ : ምድብ ክልተ ድማ ኣብ ትግራይ ዉሽጢ ካብ ዝርከባ ዝተመረፃ ክልተ ጣቢታት ኣብያተ ፅሕፈት ጣቢያ ፈስን መካዚኖን ከስርሕ ስለዝደለየቀፂሎም ዝተዘርሩ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 15, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኽዝንፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ኤጀንሲ ሽግግር ሕርሻ ጨንፈር ትግራይ ምድብ ሐደ ኣብ ኣርባዕተ ዝተመረፃ ጣቢያታት ትግራይ መራብሒ አናህብ ቦታ ሰሪሕካ ምርካብ ኣብ ረዳ ደጎዓ ተምቤን ጣቢያ ኣንብርከክን ቁሸት ሐላ : ኣብ ወረዳ ክልተ ኣብላዕሎ ጣቢያታት መካንን ኣብርሃ ኣፅባሃ ቁሸጣታት ብርክን ወይንን: ኣብ ወረዳ መደባይ ዛና ጣቢያ ዓደቃማልሕ ቁሸት ዓዲቀዳፎ : ምድብ ክልተ ድማ ኣብ ትግራይ ዉሽጢ ካብ ዝርከባ ዝተመረፃ ክልተ ጣቢታት ኣብያተ ፅሕፈት ጣቢያ ፈስን መካዚኖን ከስርሕ ስለዝደለየቀፂሎም ዝተዘርሩ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 15, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኽዝንፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠርን ዕምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ከምኡዉን ናዉቲ ንህብን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ላዕላይ ማይጨዉጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት