ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንቦሮና ዘለዋ መካይን ግልጋሎት ዝዉዕል ንዳ/ዳ/ጨ ምትሕብባር ታ.ቁ 4-01729 ትግ ሞዴል KUN 25L ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዛላንበሳ ን 2013 በጀት ዓመት አብ ከተማኡ ኣብ ዝተፈላያ ቤት ፅሕፈታት ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታትን ዘፈራትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት /ፈርኒቸር/፣ ናይ መኻይን መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ጀነሬተርን ከምኡ ድማ ዝተፈላዩ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዛላ አንበሳጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
በትግራይ ክልል ግብርናና ገጠር ልማት ቢሮ ከታች የተዘረዘርትን የመኪና መለዋወጫ መግዛት ስለሚፈልግ በዚ ዘርፍ ህጋዊ ንግድ ፍቃድ ያላቹ ኣቅራቢዎች የመወዳደርያ ሀሳብ እንድታቀርቡ ይጋብዛልዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ 5, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ናይ መኪና ጎማ ፣ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ንዝ/ዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 2, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ ኢንጅን ሞዴል ዝዓይነታ ሃርድ ቶፕ መኪና መለዋወጢ ዝዉዕል ዝስዕቡ ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
በመቐለ ዩኒቨርሲቲ የኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ኢንስቲትዩት - መቐለ ለ 2013 በጀት ዓመት ለ ኢንስቲትዩቱ መኪኖች አገልግሎት የሚውሉ የመኪና ጎማ ፣ በዉስን ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 28, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 4, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ናይ ስፔር ሞዴል መኪና ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 28, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ /ስፔር/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 28, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና