ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ አየር ኮንድሽነር ጋዝ ምምላእ ናይ ፅሬትን ገዛን ኣቁሑት ናይ መኪና ስፔርን ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ። በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላትዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትምግጣምን ፅገናንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤ/ፅ ል/እቶትን ምምሕዳር ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ሰፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ክልተ ኣዉላዕሎጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
... ሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን | ክልል ትግራይ ናይ መኪና ጎማን መመላኪኢን ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክንገዝእ ንደሊ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት ኣቅሑት :ናይ ኢሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ መኪና ኣቅሑትን: ናይ ፅሬት ናዉቲን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ስለ ዝደለየ ከትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንዝተፋለላየ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋለላዩ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑትን ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግዝኢት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን መኪና መለዋወጢ ኣቑሑትን ጎማን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ጎማ ምስ ካላመደርኡ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሐተትናይ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋጋኡ ብፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ጎማ ምስ ካላመደርኡ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና