ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ኣፋዉስን ፣ናዉቲ ሕክምናን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 29, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
መቐለ ሆስፒታል ዝተፈላለዩ ናይ ሰብ መድሓኒት ሕክምና ናዉቲን ንላቮራቶሪ ሪኤጀንት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 21, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 29, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ መድሓኒት ምህርቲ
ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክማና ናዉቲን ናይ ላብራቶሪ ሬጀንትታትንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድገት ክፍፅም ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክማና ናዉቲን ናይ ላብራቶሪ ሬጀንትታትንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድገት ክፍፅም ይደሊ ስለዚ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝርዝር ዝቀረበ ሮቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክተወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ መድሓኒት ምህርቲ
ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሕክምና መድሓኒት ናይ መካይን መቀያየሪ ኣቅሓን መራከቢ ሬድዩ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 14, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ መድሓኒት ምህርቲ
ኣለማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታልንግልጋሎ ሆስፒታል መድሓኒት ናዉቲ ሕክምና አልባሳት ራበርሽትን ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 26, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ካልኣይ ዙር ናይ ፅሬት መሳርሒ፣ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት ፡ ናይ ማይ ቡምባ መለዋወጢ አቁሑት ፣መሳርሒ ህንፃ ፣ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ፡ናይ ጀነሬተር አቁሑት ፡ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ፡ናይ ሕትመት፡ ናይ ሳኒተሪ ናይ መድሓኒትን ፡ሕክምና ናዉትን ብጨረታ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ክተማልኡ ይሓትትዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኩሓ ሆስፒታል ብምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልክተኩም ናይ መድሓኒት መቐረብቲ ትካላት ናይ ዋጋ መቐረቢኹም ናብ ቢሮና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ክተቅርቡ ብክበሪ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 26, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኩሓጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ናይ ኤለክትሮኒክስ ፣ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ፣ኤለክትሪክ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኮምፒተር አክሰሰሪ፣ ሕትመት፣ ናይ ሰብ መድሓኒትን ፣ናዉቲ ሕክምናን ፣ናዉቲ ፅሬት ፣ጨርቃ ጨርቅን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ዓ/ዓዲ ሆስፒታል ካብዚ ዝተጠቐሰ መድሓኒት ናዉቲ ሕክምና ብዉሱን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መቕረበቲ ሰብ ትካል ናይ 2008 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዘሐደስኩምን ብመቕረባይነት ኣብ ፋይ/ኢ/ልምዓት ዝተመዝገብኩም Tin Number ዘለኩም ሰብ ትካል ብስምኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዓ/ዓዲ ሆስፒታል ምሰ መሰነይታ ተታሒዙ ብዝቐረበ ሰንጠረዥ መሰረት ናይ ሐደ ዋጋ ብምጥቃስ ምቕራብ ዝከኣል ምኻኑ ንገልፅዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 16, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ