ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቑሑ: ጨርቃጨርቂ : ምግቢ ተንከፍ ኣቑሑ: ፅሕፈት መሳርሕን Dropin its ን ብግልፂ ጨረታ ወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 11, 2018 (19 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA project ንመቐለ፣ ማይጨዉን ዓድግራትን ሴፍ ሃውስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡ - ናይ ዓበይቲ ምግቢ - ተግባር ስልጠና - ናይ ህፃናት ፐርሰናል አይተም - ናይ ፅሕፈት መሳርሒ - ስነ ልቦና - ናይ ህፃናት ምግቢ - ናይ ዓበይቲ ፐርሰናል አይተም - ናይ ዕሬት ኣቑሑ - ሪፍረሽመንት / Safty Oadit/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ዉዕሊ አሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየትዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 (20 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ 2018 ዓ/ም ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጥም ፣ ናይ ማይ ቖፀርቲ ናይ ኤለክትሪክ ኣቕሓን ፅሕፈት መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 (20 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 30, 2018 03:20 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ማዛጋጃ ከተማመኾኒ ንዝተፋላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቤት ፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ፥ ናይ ግብርናን ኮንትራክሽንን መሳርሒ ኣቑሑት ዝኸዉን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለናዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 9, 2018 (21 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መኮኒጨረታ መደብ:ሕርሻ መሺነሪኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ላፕቶፕ ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 9, 2018 (21 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣፅቢ እንዳስሰላሴ ነዚ ስዒቡ ዘሎ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2018 (24 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Atsbiጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስን እስተሸነሪንናይ ፅሬት ኣቁሑትኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2018 (24 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅህፈት መሳርሒ ኣቁሑ (Stationery Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2018 (24 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2018 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: መጉልሂ ድምፂ : ምንፃፍ : ፅሬት ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2018 (28 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ስለዋጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመጋረጃን ምንፃፍንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ስፒከር ፣ ምንፃፍ፣ ፅሬት ኣቁሑት ካብ ናይ ፕሮጀክት ዩኒስኮም ፕሮግራም ዩኒሴፍን በጀት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ _ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2018 (28 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመጋረጃን ምንፃፍንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት