ትካልና ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ንዝርከቡ 8ተ ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ኣካል ጉድኣት ግንዛበ ዝፈጥራ ሚኒ ሚድያታት ንምጥያሽ ዝውዕል ወንበር /Guest chair/፣ ጠረጴዛ፣ ሸልፍን ፃዕዳ ሰሌዳን/White Board/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ንደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 24, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፁ ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጠሚታትን መሳርሕን ቆፀርትን ኮምፒተርን ፕሪንተርን ሳይክልን ፈርኒቸርን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ ተማልኡ ተወዳደርቲዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 4, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርዕድጊት ሞተርሳይክልቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2011 ዓ/ም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑ መለዋወጢ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ሮቶ መዋህለሊ ማይ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ፈርኒቸር፣ዝተፈላለዩ ናይ ቤተ ፈተነ ኬምካላትን መሳርሕታት፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና መፀገኒ ጋራዥን፣ ካልኦት ኣጫሪቱ ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ናይ ቢሮ ኣቅሑ / Office furnicher/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ናይ ዋና ዘይብሎም ኣክላባትን ዝቆሰሉ ኣፍራስ ምውጋድ፣ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 25, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎትናይ ቢሮ ፈርኒቸርዕድጊት ሞተርሳይክል
ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ቀዋሚ ንብረት ፣ደንቢ ክዳን ኬብሊንግ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 12, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ከተማ መቀለ ዝርከብ ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ኣቅሑት ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸርካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ምድብ 1 ፈርኒቸር ካልኦትን በቢዘፈሩ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክገዝእ ይደሊ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 19, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸርካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት 2ይ ዘር ዕድጊት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ አገልግሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ሕትመት፣ቀወምቲ ንብረት፣ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና፣ዕጥቂ ስፖርት፣ ሞተር ሳይክል፣መፅሓፍቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢን ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑ ፣መፃሕፍቲ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣሕፈሮም ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲዕድጊት ሞተርሳይክል