ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ንከተማታት መቐለ ፣ ኣክሱም፣ ዓዲግራት፣ ሽረን ኔት ዎርክ ኬብሊንግ ( ኔትዎርክ ኬብሊንግ ኢንስታሌሽን) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና