ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና ናዉት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኹሓ ን2018ዓ.ም ንሓደ ዓመት ግልጋሎት ክህበና ዝኽእል ንትካልና ሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ዓይነት ዓብይ፣ ማእኸላይን፣ንኡሽተይን ሲሊንዴር ብዓይነት ብመጠንን ኦክስጅን ንምምላእ ብግልፂ ጨረታ ምውድዳር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 14, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 29, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኩሓጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትናይ መድሓኒት ምህርቲ
ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓ/ዓዲ ክፍሊ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንሆስፒታል ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝውዕል ንመወሀቢ ግልጋሎት ሕክምና ኦክስጅን ስሊንደር መምስሊ ግልጋሎት ክገዝእ ስስዝደሊየዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 8, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትናይ መድሓኒት ምህርቲ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና መድሓኒት ናይ ሕክምና ናዉትን ናይ ስነ-ልቦና ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ መድሓኒት ምህርቲ
ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ን2017 በጀት ዓመት ንከይዲ ሰራሕ ምክልካል ስግኣትን ሓደጋን ድልውነትን ንስራሕተኛታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ነብሲ ሳሙና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 16, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 18, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ መድሓኒት ምህርቲ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ መሳለጢ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 16, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 16, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲ
ኩሓ ሆስፒታል ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት ፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ንምግዛእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 2, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኩሓጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲ
መቐለ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ /ከነማ ፋርማሲ/ ናይ ሰብ ምድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ንምዕደግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 2, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 5, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲ
ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ መድሓኒት ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 29, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ – ወረዳ እንዳ መኾኒ ንፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሃእንስሳ -- ግልጋሎት ዝወዕል ናይ እንስሳት መድሃኒትን ናዉትን ብመደበኛ በጀት ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 23, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 2, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መኮኒጨረታ መደብ:ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን