ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ንዘለወኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ኣፍልጦ ካብ ዘለዎም ትካላት ፅገና ውሃብቲ ኣወዳዲሩ ናይ ፅገና ስራሕቲ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 27, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ
ተከዘ ዃቲ ዓሞቅቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓ/ዝተ/ዉልቀ/ማሕበር ን2018 በጀት ዓመት ንዘለወኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ሕፅበት (ላቫጆ) ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 27, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር : ናይ መኪና ስፔር : ናይ መከና ጋራጅ ጉልበት : ናይ ሞተርሳይክል ጋራጅ ጉልበት : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 25, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ጋንታ አፈሹም ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ዋና መእተዊ/ዓብይ/ በሪን ኣለሙኒየም በሪታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፎቶ ኮፒ/Photo Copy/ ንፕሪንተርን ግልጋሎት ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከዕግን ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 6, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ናይ ቁልፍን ፈርኒቸርን ፅገና ናይ ሞያ /ጉልበት/ ዋጋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ክግልገል ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2018 09:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ን 2018 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናሽተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት መሳርሒ :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ናይ እንስሳ መድሓኒት ናዉቲ መሳርሕን: ናይ ሞትር ሳይክል ጉልበት ፅገናን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ከስርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 15, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራማጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንፅገና ሞተርሳይክልናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪናይ ቢሮ አቁሑት
ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንናይ ኮሌጅና መኪና ፅገና ግልጋሎት ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዘመን አዋዳዲርካ ውዕሊ ንምእሳር ንገራዥ ደረጃ 3ተ ልዕሊኡን ተወዳደርቲ ዝወፅአ ምልከታ ኣድለይቲ ዝበሃሉ ነገራት ኣማሊእኩም ንከትወዳደሩ ንዕድም ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮምፒተርን ፕሪንተርን ካልኦት ኤለክትሮኒክስ ኣቁሕትን ዝተፈላለዮ ሶፍት ዌራት ምፅዓንን ምፅጋንን ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን
ማይጨው ሕርሻ ፓሊ ቴክኒክ ኮለጅ ንናይ 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝህብ ናይ መካይን ጋራጅ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ከወዳድር ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 03:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ