ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ሓ.ዝ.ው.ኩባንያ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከባቢ ሜሊ ንዝሃነፆ ናይ ወርቂ መዓድን ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታት ብግልፂ ጨረታ ቁፅሪ MGP/022/2018 ኣወዳዲርና ንሽድሽተ (6ተ) ኣዋርሕ ክንካረ ስለዝደለና ብቅዓት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 27, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ማሽነሪ ክራይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ናይ ዓ/ዓዲ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ብጀይካን ክስራሕ ተታሒዙ ስለዘሎ ቅድሚያ ሳይት ክሊር ንምግባር ስለዝተዳለየ ካብ ኮሌጅ መምህራን ድሕሪ ዝርከብ ሓመድ ናብ ፕሪፓራቶሪ ናብ ኣንፈት ሰሜን ቅድሚ ሐዚ ቤት ፅሕፈት ዝነብረሉ ከባቢ ዝርከብ ሽንጥሮ ንምድፋእ ናይ ባዕሉም ሲኖትራክ 16m3 ክትሕዝ እትኽእልን ናይ ባዕሉ እትፅዕን ሎደር ከቅርብ ዝኽእል። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 6, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመኪና ክራይማሽነሪ ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ትካልና ዓዲ ጉዶም ጅፕሰም ፋብሪካ ንጅፕሰም መኣድን ምምራት ዝወዕል ግብኣት ንምምራት ዶዘር ብጨረታ ተካርዩ ከስርሕ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ፤ ነዚ ዝሰዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 17, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ማሽነሪ ክራይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዋንነቱ ናይ ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሽራሮ ከይዲ ሰራሕ ፅሬትን ፅባቀን ዝኾነ ኣብ ከተማና ተኽልን ሳዕርን ማይ ንምስታይ ቦቲ መኪና ማይ ንምጉዕዓዝ ብኽራይ ዘቅርብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከቅርብ ይደሊ። ስለዚ ቀፂሎም ዘለው ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክተወዳደሩ ይዕድም። ስለዚ ቀፂም ዘለው ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 10, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ንፕሮጀክት ስራሕቲ መንገዲ ከተማ መቐለ ኣግልግሎት ዝዉዕሉ ሎፔት( Loppet) ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ማሽነሪ ክራይ
ንካልኣይ ግዜ ትካልና ማይጨዉ ፓርቲክል ቦርድ ኃ.ዝተ.ዉ.ል ኩባንያ ጠቅላላ 11500 ሜትሮ መንገዲ ንምፅራግ ስለዝደለየ ካብ 305 ንላዕሊ ናይ ፈረስ ጉልበት ዘለዎ ዶዘር ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 25, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 30, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ማሽነሪ ክራይ
ትካልና ማይጨዉ ፓርቲክል ቦርድ ኃ.ዝተ.ዉ.ል ኩባንያ ጠቅላላ 11500 ሜትሮ መንገዲ ንምፅራግ ስለዝደለየ ካብ 305 ንላዕሊ ናይ ፈረስ ጉልበት ዘለዎ ዶዘር ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 16, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ማሽነሪ ክራይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ :ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ: ንጥዕና ማይ ሃፍትን ግልጋሎት ዝዉዕል ብናይ ሴፍቲኔት በጀት ህንፃ መሳርሒ : ባህርዛፍ ኬንት ማለት እዉን ናይ ህፃናት መፅንሒ ኬንዳ : ካዕቲ ማሽን ኪራይ ብኤስካቫተር ብጨረታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 24, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ ዓዘቦጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንማሽነሪ ክራይ
ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ኣብ ዉሽጢ ከተምኡ ዝስርሑ ናይ ፀፀር መንገዲ ስራሕቲ ከስርሕ ስለዝድለየ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታት ከም ሲኖትራክ :ሎደር :ግሪደር : ሩሎ : ሻወር ታርክ ብጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 25, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
በሀገር መከላከያ ሚኒስቴር የማዕከላዊ ዕዝ ጠቅላይ መምሪያ ፌሮ ብረቶች ሚስማሮች ፣ የግንብ ድንጋይ አሸዋና ጠጠር ፣ የኤሌክትሪክ ዕቃዎች ፣ ስሚንቶ ፣ የኤክስካቫተር ኪራይ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 8, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 19, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመኽዝንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንማሽነሪ ክራይሰራሕቲ ሓፂነ መፂን