1 ናይ ስራሕ ሰዓት 130 ሰዓት እና ካብኡ ንላዕሊ ክሰርሕ ዝኽእል
2 ዝሓሸ ናይ ስራሕ ኣፈፃፅማ ዘለዎ ሜሽን ከቅርብ ዝኽእል
3 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ
4 ኣብ መቀለ 1ይ ወያነ ቁፅሪ 305 ብሎክ ሐ/C ዝርከብ ቤት ፅሕፈትነና እናመፃእኸም ኣድላይ ናይ ጨረታ ሰነድ ክተወስዱ እናገልፅና፤ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ተኸታተልቲ 3ተ (ሰለስተ ) ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰነድኹም ክተቅርቡ ንሓትት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ-0914-747547/0914-785824/0914-003580 ምድዋል ይከኣል።
ድሕሪት