መቀለ ዩኒቨርሲቲ ጤና ሳይነስ ኮሌጅ ዓይደር ኮምፕሬሄንሲቭ አስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ለ2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣገልግሎት የሚውል የህክምና ላብራቶሪ እቃዎች በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ላብራቶሪይን መሳሪሒታተጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ካብ ዕቤት ሕርሻ ፕሮግራም ኤጂፒ2 ብዝትረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈትና ሕርሻ ገጠር ልምዓት ወረዳ ወልቃይት እንስሳት ግልጋሎት ዝውዕል ዝ/ዩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወልቃይትጨረታ መደብ:ላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናንጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ እንስሳት ናውትን መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መድሓኒት ናውቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ላብራቶሪይን መሳሪሒታተጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንናይ ወረድኡ ኣብያት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : መሳርሒ ፅሕፈት :: መሳርሒ ፅሬት : ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ ካብ ናይ ሓገዝ በጀት ድማ ን2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ጊደይ ደፍተራ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ላብራቶሪ ኬምካላት፣ ኣቅሑ ቢሮ ከምኡውን ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 2, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ: ፀገዴጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2011 ዓ/ም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑ መለዋወጢ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ሮቶ መዋህለሊ ማይ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ፈርኒቸር፣ዝተፈላለዩ ናይ ቤተ ፈተነ ኬምካላትን መሳርሕታት፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና መፀገኒ ጋራዥን፣ ካልኦት ኣጫሪቱ ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ውቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ዝውዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት፣ኤሌክትሮኒክስ፣ ናውቲ ሕክምና እንስሳትን፣ናውቲ ፅሬት፣ህንፃ መሳርሒ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2011 03:10 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፍረ ስውኣት ን2011ዓ/ም ናይ ቤተ ፈተነ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ
ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ሎት 1- ናይ ላባራቶሪ ኣቑሑትን ኬሚካላትን ፣ሎት 2 ንምርምር መሳርሒ ኣቅሑት፣ ሎት 3- ናይ ፅሐፈት መሳርሒ፣ ሎት 4- ፅሬት ኣቅሑት፣ ሎት 5 ናይ ፊሊዲ መሳርሒ ኣቅሑት፣ ሎት 6 - ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቆሒዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ምህንድስና ኣቁሑትኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ውቅሮ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናውቲ ሕክምና ኦክስጅን ሲሊንደር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ